( ናይ ኣላህ ሱብሓነሁ ወታዓላ ቡሉፃት አስማት ( አል ሙሳዊር

ሐጭር አገላለፅ

ኢዚይ ቢትግርኛ ቢተኼታታሊ ዚቀሪብ ናይ ኣላህ ሱብሓነሁ ወታዓላ ቡሉፃት አስማት ኢዩ ቢዚአ ክፍሊ ናይ (አል ሙሳዊር ) ትርጉም ቢሓፅሩ ቢፅሑፍ ዚቲገልፀሉ ፕሮግራም ኢዩ

ናይካ አስተያየት ይግድሸና ኢዩ