ምድብ ፍልጠት

معلومات المواد باللغة العربية

ቁጽር ነገራት: 3

  • ትግረኛ

    PDF

    እዚ መጽሐፍ : ሰለስተ መሰረታት

  • ትግረኛ

    PDF

    ኢማም ሙሓመድ ቢን ዓብዱል ወሃብ ረሒመሁሏህ ኡሱሉ ሠላሣን ቀዋዒዱል አርበዕን ብዝብል ሽም ንዝፃሓፉወን ኺታብቲ ሸይኽ ሀይሠም ሰርሓን ብቋንቋ ዓረብኛ ዘዳለውዋ መብራህርሂ እያ። ብኺታብ ኡሱሉ ሠላሣህ ሕድሕድ ውልቀሰብ ኽፈልጠን ግቡእ ንዝኾናሉ ሰለስቲአን ሕቶታት ቀብሪ፣ አሏህ ዝአዘዘሎም ንዝኾኑ ዓይነታት ዒባዳ ከምኡ `ውን ብዛዕባ ብርኪታት ዲነል ኢስላም መብራህርሂ ዝሃቡሉ እንትኸውን ብኺታብ ቀዋዒዱል አርበዕ ድማ ንመሰረታት ተውሒድ መብራህርሂ ሂቦምሉን ሽርኪ ዝገብሩ ሰባት ንክትዖም ከም መርትዖ ጌሮም ንዘምፅእዎም አስባብ ድማ ግቡኡ ዝኾነ መልሲ ሂቦምሉ እዮም። እዚ ኺታብ እዚ በቲ ናይ ዓረብኛ ፅሑፉ ፅቡቅ ዝኾነ አድህቦ ተዋሂቡዎ ዝተዳለወ ካብ ምዃኑ ዝያዳ በቲ ናይ ትግርኛ ትርጉሙ `ውን ዝግቦኦ ዝኾነ ፃዕሪ ተጌሩሉ እዩ ተተርጒሙ።

  • ትግረኛ

    PDF

    ሸይኽ ዶ/ር ሀይሠም ሰርሓን ብኢማም ሙሓመድ ቢን ዓብዱል ወሃብ ንዝተፀሓፈ ንሙስሊም አብ ሃይማኖቱ ሓደጋ ንዝኾንዎ ገለ ነጥቢታት ናይ ነዋቂዱል ኢስላም መትኒ መብርሂ ዝሃቡላ ኺታብ እያ። አብዚአ ኺታብ መብርሂ ዝተውሃቦም ሓሳባት ዓበይቲ መዕነውቲ ኢስላም ምስ ምዃኖም መብዛሕትኡ ሰብ ዝጋገየሎም ሓሳባት እዮም። ሙስሊም ዝኾነ ኩሉ ነዚ ብምፍላጥ ምእንታን ክርሕቀን ብዝብል እያ ዝተዳለወት። አብቲ ትርጉማ `ውን ዓብይ ጠመተ ተገይሩላ ናብ ቋንቋ ትግርኛ ተተርጒማ ቀሪባ።